ፍቅሪ ድንግል ማርያም ኣብ ልብኩም ጸኒዑ ይንበር።

  በስመ ኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ ኣማላክ ኣሜን!       ሊቅን ጻድቅን ካብ ዝኾኑ ቅዱስ ኣቡነ ፍሊጶስ ዘኤርትራ፡ ዝተረኽበ ኣባታዊ ምኽሪ እዩ።  ቅዱስ ኣቡነ ፍሊጶስ ካብቶም ዓበይቲ ገዳማት ቅድስት ሃገርና ኤርትራ ዝመስረቱ ቅዱስ ኣቦ እዮም። ንዕቅበተ እምነት፡ እግዚኣብሔር ንምስማር፡ጽድቅን ትሩፋትን ንምኽዕባት ዘሕለፍዎ ገድሊ ብሰፊሕ ከነቅርቦ ምዃና እናሓበርና፡  ዝመስረትዎ ገዳም ተደኲንሉ ዝርከብ ቅርጺ መሬት ኣገዳሲ ብምዃኑ ተጠማትን …

ምክር እምኀበ ቅዱስ ኤፍሬም

  በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ ኣምላክ ኣሜን! ዘለዓለማዊ ሕይወት ዝህብ ቃለ እግዚኣብሔር፡ ንምምሃር ነጻ ፍቃድ እምበር ግዲ ዝብሃል የለን። ሕያው ኮይነ ክንነብር፡ምርጫይ ቃለ እግዚኣብሔር እዩ ኢልካ እንድሕር ወሲንካ፡ ቃለ ኣግዚኣብሔር ዝዝርኣልካ ግራት ስለ ዝኾንካ ግራትካ ካብ እሾኽን ተኾርባን ናጻ ግበሮ። እንተዘይኮይኑ ንጹህ ዘርኢ ኣብ እሾኽን ተኾርባን ተዘሪኡ ንፍረ ኣይበቅዕን(ኣይበጽሕን) እዩ። ከም ህኩይ ሓረስታይ …