ዶግማ (2ይ ክፋል)

ዶግማ ኣብ ዝሓለፈ ክፍለ ትምህርትና፣ ብዛዕባ እንታይነት እምነት ርኢና ኔርና። ኣብዚ ናይ ሎሚ ክፍለ ትምህርቲ ድማ ብብርኃንነት ናይቲ ኣብ ናሕሲ ሕልናና ዝተቀርጸ እምነት፣ ትግባራዊ ክርስቲያናዊ ህይወት ክህልና ብዛዕባ ዘኽእል ትምህርቲ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ኣተዂርና ክንምኃሃር ኢና። እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣዒንተ ልቦናና ኣብሪሁ ነንብቦ ንመንግስቱ መውረሲ ንኽብሩ መወደሲ ይግበረልና። ሰናይ ናይ ንባብ ግዜ ይኹነልና። ዶግማ ካብ ዶከይን(dokein) …

ዶግማ(1ይ ክፋል)

እምነት ማለት እንታይ ማለት እዩ፧ እምነት ማለት ኣምነ ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝተረኽበ ኮይኑ፣ ምእማን፡ ምትእምማን፡ ተኣማንነት ዝብል ትርጉም ይህብ። እዚ ግን ናይ እምነት ስፍሓት፡ ዕምቆት፡ ርቀትን ርዝነትን ዘመልክት እምበር ናይ ቃላት ምድግጋም ኣይኮነን። እምነት ማለት ቅድሚ ኩሉ ዝነበረ፣ ንኹሉ ኣሕሊፉ ዝነብር፣ ንኹሉ ፍጥረት ካብ ዘይምንባር ናብ ምንባር፥ ካብ ዘይምህላው ናብ ምህላው ኣምጺኡ ዝፈጠረ፣ ንህላዌ …